"ኣይትፍራህ፣ ክድግፈካ እየ።" (ኢሳይያስ 41:10)

ኣንብቡ፣ ስምዑ፤ እዚ መድረኽ እዚ ዓሚቝ ናይ ፍልጠት ምንጪ እዩ እሞ ንነፍስኹም መግቡ።

እዋናዊ ዜናታት፣ መንፈሳዊ ትምህርትታት፣ ያሬዳዊ ዜማታትን መዛሙር ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያንን ኣብዚ መርበብ ተዳልዩልኩም ይርከብ።

እዋናዊ ዜናታት

ቀደም መልእኽታት ቦታኦም ንኽበጽሑ ነዊሕ ግዜ ይወስድ ነይሩ፤ ሕጂ ግን ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ ዕድል ብግቡእ ክትጥቀሙሉ ነዘኻኽር።

ምሉእ ዜና ኣንብብ

ትምህርቲ

ትምህርቲ ወንጌል፣ ቃለ-ኣምላኽን ሃይማኖታዊ ትሕዝቶን — ብቐሊል ኣቀራርባ ንኹሉ።

ናብ ትምህርቲ

ወቕታዊ መዛሙር

ወቕታዊ መዝሙር ናይዚ ወርሒ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ጠዉቕ።

መዛሙር

እዋናዊ ዜናታት

ወቃደን…